EMERGENZA UCRAINA


benvenuto in Italia

Info utili per i cittadini ucraini in arrivo in Italia




A Perugia nasce l’Ambulatorio Medico Migranti




Messaggio nella lingua dei segni per le donne ucraine che stanno lasciando il Paese




Info utili sull’assistenza sanitaria per gli stranieri senza permesso di soggiorno



app smartphone

In Toscana un’app per stranieri per accedere ai servizi sanitari




UNHCR e INTERSOS lanciano il Bando PartecipAzione 2022




Nuovo Sportello antidiscriminazione a Cuneo




RefAid, disponibile anche in ucraino la APP di servizi a migranti e rifugiati




Approvata la direttiva europea per la Protezione temporanea




Emergenza Ucraina: informazioni utili


እዚ ካርታ

ጁማማፕ ፡ ንስደተኛታት ናይ ኣገልግሎት ካርታ፡ ብደረጃ ዓለም ለኸ ዑቕባ ንዝሓቱን ዑቕባ ንዝረኸቡን ዘነጻጸረ ኣገልግሎት። ናይዚ ፕላትፎርም ትሕዝቶ ብ 22 ቋንቋታት ይርከብ።


ምቕባል ጋሻ

ብምምሕዳር ወይ ብገበርቲ ሰናይ ዝንቀሳቐስ ትካል፦ ናይ ለይቲ መደቀሲ፣ ናይ ኣደታትን ሕጻናትን ናይ ስድራ ቤት መንበሪ ገዛውቲ፣ ኣብ ህጹጽ ሓደጋ ውሽጢ ዝርከቡ ንኣረገውቲ ወይ ንዝሓመሙ ሰባት ሆስቴላት። እዞም ኣገልግሎታት ብፍላይ ሓተቲ ዑቕባን ዑቑባትን፡ ኣብቲ ናይ መጽለሊ ኣጋይሽ ተቐባልነት ምስ ዘይረኽቡን ተመሊሶም ክኣትዉ ንዘይክእሉን ዝርኢ እዩ።

ሓለዋ ጥዕና

ሆስፒታላት ምስ ፍሉይ ክሊኒካት፣ ገበርቲ ሰናይ ማሕበራትን ትካላትን ብነጻ ዘገልግሉ ማሕበራትን ወይ መድሓኒት ዘቕርቡ ትካላት፡ ጥዕና ብዝምልከት ሓበሬታ ክረኽቡ ንዝደልዩ ሰባት ብቐሊሉ ንምርካብ ዝዓለመ እዩ።

ናይ ጥልያን ቤት ትምህርትታት

ኣፍልጦ ቋንቋ ጥልያን፡ ናብ ዓዲ ጥልያን ኣትዮም ናይ ምንባር መንገዲ ንዝጅምሩ ሰባት መሰረታዊ መሳርሒ እዩ። ናይ ቤት ትምህርትታት ስርዓትን ማሕበራትን ብነጻን ደረጅኡ ዝሓለወ ናይ ጥልያን ቋንቋ ኮርስታትን ንምክትታል ዝተፈላለዩ ዕድላት ይህቡ። እዚ ኮርስታት ንዓበይትን ንቆልዑን ዝወሃብ ኮይኑ ከከም ደረጀኦም ይኸፋፍሎም።

ንስራሕ ብዝምልከት መብርሂ

ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምስታፍን ነጻ ሓበሬታን መምርሕን ዝህቡ ኣሰልጠንቲ ኣካላት፣ ናይ ሰራሕተኛ ማሕበራት፣ ማሕበራት ፣ ስራሕ ዝቖጽሩ ማእከላት (CPI) ናይ ስራሕ ሓበሬታ ዝህቡ ማእከላትን (COL)። በዚኦም ኣቢልካ፡ ስራሕ ንምጅማር ኣድለይቲ ዝኾኑ ናይ ስራሕ ክእለት ንምጥንኻር ዓላማ ንዘለዎም፡ ልምድን ናይ ስራሕ ድጋፍን ክረኽቡ ይኽእሉ።

ምምሕድዳርን ሕግን ብዝምልከት ናይ ድጋፍ ኣገልግሎት

ትካላት፣ ማሕበራትን ገበርቲ ሰናይን፦ ኣብ ኣብ ሕግን ኣብ ካልኦት ዝሳለጡ ጉዳያትን ምኽሪ ይልግሱ። ካብቶም ቀንዲ ሓገዛቶም ድማ ፡ ናይ ዞባ ኮሚሽን ምስ ዝነጽገካ ይግባይ ኣብ ምባል፣ ዑቕባ ንኽትሓትት ናይ ሂወት ታሪኽካ ኣብ ምእካብን ምድላውን፣ ናይ ቤተሰብ ጥርናፈ፣ ዜግነትን መንበሪ ፍቓድን ንዛመሰሉ ምኽርታቶም ይልግሱ።

ናይ ስነ ኣእምሮኣዊ ድጋፍ ኣገልግሎት

ሆስፒታላት፣ክሊኒካት፣ ድጋፍ ዝ ህቡ መስኮታት፣ ዘዳምጹ ማእከላትን ናብቶም ኣገልግሎት ክህቡ ክፉት ዝኮነ ናይ ሓለዋ ጥዕና ዘለዉ ብሉጻት ሰብ ሞያን፡ ካብዚኦም ድማ፦ ናይ ስነ ልቦናን ስነ ኣእምሮ ሓገዝ: ሓኻይም (ሜዲኮ ሌጋለ) ንዝበጽሐ ሽግር ዘረጋግጽ ሰርተፊኬት ምሃብን

ናይ ክልል ኮሚሽን፣ ፖሊስ፣ ስፖርተሎ ኡኒኦ

ዓለም ለኻዊ ሕቶ ዝቐርበሉ ናይ ፖሊስ ቤት ጽሕፈት ቦታታት። ሓተትቲ ዑቕባ፡ ሕተኦም ዘቕርቡሉን ሕቶኦም ተራእዩ ናይ ዑቕባ ኣፍልጦ ዝወሃበሉ ናይ ዞባ ኮሚሽን ቤት ጽሕፈታት። ናይ ቤተሰብ ጥርናፈ፣ ዘግነትን ካልኦት ዝሳለጡ ጉዳያትን ዝጅመረሎም ናይ ስፖርቴሎ ኡኒኮን ፕረፌቱራ ቤት ጽሕፈት።



ናይ ጽርየትን ናይ መግብን ኣገልግሎት

መሰረታዊ ኣድላይነት ዘለዎም ነገራት ዘከፋፍሉ ማሕበራትን ትካላትን። ኣብዚ ክፍሊ፡ ምግቢ ዝብለዓሎምን ናይ መግቢ ቀረብ (ኣስቤዛ) ዘከፋፍልሉን ቦታታት የመልክት።

ናይ ጸረ መጥቃዕቲ ማእከላት

ናይ መጥቃዕቲ ሰልባ ዝኾና ደቀንስትዮን ሕፃውንቲ ደቀን፡ ንምቕባልን ንምሕጋዝን ዝተዳለዉ ትካላት። ደቀንስትዮን ንኣካለመጠን ዘይበጽሑ ቆልዑን ዝቕበሉ ሰራሕተኛታት፡ ናይ ባህሊ ፍልልይን ናይ ሕድ ሕድ ጓል ኣንስተይቲ ታሪኽ ብምኽባርን ናይ ሓገዝ መንገዲ ክረጋገጸሉ ብዘኽእል በዓል ብዙሕ ዲሲፒሊናዊ ክእለታት ከረጋግጹ ኣለዎም።

ንአካለ ስንኩላን ዝግበር ሓገዝ

ስንክልና፡ ምስ ካልኦት ማዕርነትን ኣብቲ ሕብረተሰብ ውሽጢ ሙሉእን ውጽኢታዊ ተሳትፎን ዝኽልክሉ ናይ ኣካል ጉዱኣትን ከባብያዊ ማሕለኻታትን ኣብ ዘለዎም ሰባት ማእከል ዘሎ ውጽኢት እዩ።


ናብቲ ካርታ ምሉእ ገጽ ኪድ


ነዚ ካርታ ኣባጽሕ


ናይ ዞባታት ካርታ

ማሕበራት

3508

ኣገልግሎታት

5099

ከተማ

739

መድለዪ ቦታታት


ጥዕና


ሕግታትን ባህርያትን


ዑቕባን ስደትን


Svg Vector Icons : http://www.onlinewebfonts.com/icon

ስራሕ


ማሕበራዊ ሓገዛት


ትሕቲ ዕድመ


ጾታዊ ዓመጽ


FAQ


ናይ ኮቪድ ፡ 19 ድንገተኛ ሓደጋ ኣብ ዓዲ ጥልያን

ጋዜጣ

ርክብ ክቕጽልን ሓድሽ ነገር ንምፍላጥን ኣብ ናይ ጁማማፕ ዘዳልዎ ጋዜጣ ተመዝገብ:

iscriviti alla nostra newsletter

*campi obbligatori







ኮርስታትትን ዕድላትን


ኩሉ ኮርስታት

ንዑቕባ ሓተትን ዑቑባትን፡ በዚ ናይ ነጻ መራኸቢ ስልኪ ቑጽሪ

ንኦፐሬተራት ዘገልግሉ ምንጭታት


ሰነዳት


ኢንፎግራፊክ


ቪድዮ

ፕሮጀክትታት


circoli_rifugio LOGO


franoi-logo x juma


sipla logo


compasso aereo carta

Loading

JumaMap እንታይ እዩ?

JumaMap – Services for Refugees እዚ ካርታ ብኽንዲ ኣብ ዝቐረብዎ ቦታ ዘሎ ጠቃሚ ኣገልግሎታት ብቐጥታ ክትረኽቡ ተዘጋጅቶ እዩ።
ኣብዚ ቦታ ትኽእል ትርከብ ቦታ ምምፃእ፣ ምብላዕ፣ ጣሊያንኛ ምምሃር፣ እንተኾይኑ ድጋፍ ጤናዊ፣ ሕጊዊ ወይ ስነ–ጸባይ ምቕራብ፣ እንታይ ኣብ ዝሓለፈ ንሰባት ምዕራፍ ዘለዉ ምጽዋዕ ዘለዉ ኣገልግሎታትን ምፍላጥ ትኽእል።

እዚ ፕላትፎርም ብ17 ቋንቋታት ይቐርባ።
ቋንቋ ካብ ላዕሊ ሜኑ ትቕይር ትኽእል። ቋንቋታት፦
ኣልባኒያ፣ ኣማርኛ፣ ዓረብኛ፣ በንጋሊ፣ ቻይንኛ፣ ዳሪ፣ ፋርሲ፣ ፍራንሳይ፣ እንግሊዝኛ፣ ፓሽቱ፣ ፕንጃቢ፣ ራሺያን፣ ሶማልኛ፣ ስፓኒሽ፣ ትግርኛ፣ ዩክሬንኛ፣ ኡርዱ፣ ዎሎፍ።

ሓበሬታ JumaMap ካብ ስልኪኻ እንኳ ትመልከት ትኽእል። ና ድሕሪት www.jumamap.it

ዋልከም ሰንተር (Welcome Center)

እንተ ሓገዝ ብግልጋሎት ትደሊ ትኽእልካ ብቀረባዊ ትመጽእ ናብ Welcome Center፦

ሰኑይ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ ኣቀናብሪ

ሰሉስ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ስነ–ጸባይ ድጋፍ (18–26 ዓመት)
14:00 – 17:00 — ጽሕፈት ድጋፍ ጤና
14:00 – 18:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ
14:00 – 18:00 — ጽሕፈት ሕጊ

ረቡዕ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ

ሓሙስ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ሕጊ (18–26 ዓመት)
14:00 – 18:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ

ዓርቢ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ
16:30 – 19:30 — ጽሕፈት ሕጊ

ዲጂታል ድጋፍ

ሰሉስ 9:30 – 14:00
ረቡዕ 10:00 – 15:00
ሓሙስ 9:30 – 16:30

ለመፍለጥ ጥዕና ኣብ ስልኪ ነጻ ቁጥር ለመጻእነትን ለስደተኛታትን

ንሓበሬታ እና ስልኪ ድጋፍ ይደውሉ ናብ ነጻ ቁጥር Arci ንመጻእነትን ንስደተኛታትን፦
800 905 570 (ካብ ጣሊያን)
+39 351 1376335 (WhatsApp፣ Lycamobile እና ካብ ደገ ሃገር)

ይመልስ ሰኑይ–ዓርቢ 9:30–17:00።
መልሲ ብብዙሕ ቋንቋታት እዩ ዘለዎ እና መተርጎምቲ ብ35 ቋንቋታት ይመልሱ።
ኢሜይል ትርከብ ትኽእል፦ numeroverderifugiati@arci.it

ነጻ ቁጥር ንሰባት ዘለዎም ኣካል ጉዳት ዝሰለዉ መዕረፍ ንስደተኛታት

NABILA ንስደተኛታትን ንመጻእነትን ኣካላዊ ጉዳት ወይ ካልእ ድኹምነት ዘለዎም ንሰባት ምስማዕ፣ ድጋፍን ምኽሪን ዝሃብ ኣገልግሎት እዩ።
ብነጻ ቁጥር 800 999 977 ትደውሉ ትኽእል።
እንተ ብቀረባዊ ምናገር ትደሊ ትኽእል ክትሕረት ኣብ ቢሮ ኢሚግሬሽን Arci Nazionale፣
Via dei Monti di Pietralata 16 – Rome.

ቦታ ምስማዕ ንንኡስናን ንወጻኢ ስደተኛታት

U-Report On The Move ደሓን ዘለዎ ቦታ እዩ ፣ እቲ ኣብዚ ክትተወክራ ትኽእል ናይ ሕጊ ድጋፍ፣ እንተዘይኮነ ናይ ስሜትኻ፣ ናይ ጸገምኻን ናይ ጭንቀትኻን ናይ ትሕዝቶ ነገር ብደሓን ክትነግር ትኽእል።
ባለሙያ ይሰማካ እና ኣብ ሓቂ ድጋፍኻ ክትረኽብ ይሕግዘካ።
ኣገልግሎቱ ሰኑይ–ዓርቢ 9:00–18:00 ይሰርሕ።

ክትጠቀም እንተደሊኻ፣ መልእኽቲ ብ Facebook Messenger ናብ U-Report On The Move ይላእ።
ናይ ስነ–ጸባይ ባለሙያት መልእኽት ይመልሱ እና ዝተስተኻኽሉ ድጋፍ ይሃብዎ።