ዜናታት

ናይ ሚኒስትራት ቤት ምኽሪ ናይ ፕረሲደንት ኣዋጅ (Decreto): ሓድሽ ናይ ዞናታት ገደብ
15 March 2021
ን 12/04/2021 ዝተሓደሰ × Rimuovi avviso ኣብ ዞናታት ዘሎ ገደባት ኣብዚ ዓንቀጽ ተሓዲሶም ዝቐረቡ (ብቐይሕ፣ ብኣራንቾነ፣ ብቢጫን ጻዕዳን ዞናታት ተመቓቒሉ) ናይ ዓዲ ጥልያን ኣድለይቲ ቦታታት

3 ዲክሰምበርን ንልደትን ብናይ ሚኒስትራት ቤት ምኽሪ ናይ ፕረሲደንት ኣዋጅ (DPCM)
29 December 2020
ካብ 21/12 ክሳብ 06/01 ካብ ምሸት ሰዓት 22:00 ክሳብ ንግሆ ሰዓት 5:00 ምንቅስቓስ ክልኩል እዩ ንዕለት 01/01 ካብ ምሸት ሰዓት 22:00 ክሳብ ሰዓት 7:00 ናይ

ብናይ ኣከባቢ ሎክ ዳውን ወይ ናይ ሰዓት ሕላፊ ዘሎ ሓበሬታን ሰነድን
11 November 2020
ካላብርያ ካብ 23 ኦክቶቨር ጀሚሩ ካብ ሰዓት 24:00 ክሳብ ንግሆ ሰዓት 5:00 ኣብ ሙሉእ እዚ ዞባ ምንቅስቓስ ክልኩል እዩ። ብዘይካ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ፦ ✓

ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መሸፈኒ ማስክ ምጥቃም ዘገድድ ሕጊ
6 November 2020
ናይ 7 ጥቅምቲ (ኦክቶቨር) ሕጊ ከምዘመልክቶ፡ ኩሉ ግዜ ናይ መተንፈሲ መከላኸሊ ማስክታት ክንሕዝ ግድን ሙኳኑ የመልክት። ማስክ ክንጥቀመሉ ዘለና፦ ኣብ ኩሉ ክፉት ቦታታት ኣብ ኩሉ

ብዝተረጋገጸ መንገዲ ናብ ትምህርትና ክንምለስ ኢና
6 November 2020
ኣብ መወዳእታ ናይ ትምህርትና ቦርሳ ነዳልወሉ ግዜ በጺሑ ኣሎ። ሎሚ ዓመት መጻሕፍትን ጥራውዝትን ሓዊስካ ካልኦት ሓደሽቲ ልምድታት እውን ከነተኣታቱ ኢና። ካብቲ በዓል መዚ ዝወሃቡ ናይ

ዓዲ ጥልያን ኣብ ፍርቂ ምዕጻው ፡ ናይ ሚኒስትራት ቤት ምኽሪ ናይ ፕረሲደንት ኣዋጅ (DPCM)
5 November 2020
ኣብ ኩለን ዞባታት ነቲ ኢንፌክሽን ከይላባዕ ንምቁጽጻር፡ ህጹጽ መዐቀንታት ካብ 26 ኦክቶቨር ክሳብ 24 ኖቨምበር እዞም ዝስዕቡ መዐቀንታት ኣብ ሙሉእ ዓዲ ጥልያን ኣ ብ ተግባር