

ናብ ዓዲ ጥልያን ንበይኖም ዝመጹን፡ ኣብ ካልኦት ናይ ኣውሮጳ ሃገራት ቤተሰብ ዘለውዎምን ቆልዑ፡ ውሕስነቱ ብዝተጸንዐ ኣሰራርሓን ብነጻን ናብ ቤተሰቦም ክጥርነፉ ከመልክቱ ይኽእሉ። ብ CIDAS ን UNHCR ናይ ሓበሬታ ወረቓቕቲ ወይ ፋምፍሌታት፡ ብዛዕባ ናይ ቤተሰብ ጥርናፈን ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ከምተመልክትን፡ ግልጺ ብዝኾነን ቀሊልን ሓበሬታ ይህቡ።
እዚ ናይ ሓበሬታ ወረቓቕቲ ብ 9 ቋንቋታት ዝተተርጎመ ክኸውን ከሎ፡ ምውራድ ወይ ዳውን ሎውድ ምግባር እውን ይከኣል።
ፓሽቱ
ትግርኛ
ጣልያንኛ
ኡርዱ
ሶማልኛ
ፋርሲ
እንግሊዘኛ
ፈረንሳይኛ
አረብኛ