ኣድላዪ ዜና
ናይ ኣውሮጳ ሕብረት ኣብ ዩክረይን ኣብ ዘሎ ጦርነት ብዝተሓሓዘ ግዝያዊ ሓለዋ ናይ ምሃብ መምርሒ ንምቕባል ወሲኑ (direttiva 55/2001).
ናይ ዩክረይን ዜጋታት ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፣ ናይ ዓለም ለኸ ሓለዋን ናይ ነዊሕ ግዜ መንበሪን ፍቓድ ዘለዎምን ቤተሰቦምን ዝሕደስ መንበሪ ፍቓድ ክረኽቡን ነዞም ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ናይ ምርካብ መሰልን ኣለዎም:
• ቤት ትምህርቲ
• ሥራሕ
• መጽለሊ
• ማህበራዊ ክንክን
• ናይ ጥዕና ሓለው
አስተውዕል
ጥልያን ነዚ መምርሒ ብዝምልከት ክሳብ ሕጂ መደንገጊ ኣየውጸትን። ክወጽእ ከሎ ክንገልጾ ኢና ።
እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ከነዘኻኽሮ ንደሊ:
• ቪዛን ፍቓድን ከየድለየ ኣብ ዓዲ ጥልያን ን 90 መዓልታት ምጽናሕ ይከኣል። (clicca qui per maggiori informazioni)
ንምንባብ ኣብዚ ጠውቕ (clicca qui per maggiori informazioni)
ናብ ናይ ዩክረይን ናይ ድንገተኛ ሓደጋ ገጽ ኪድ
Vai alla sezione Emergenza Ucraina