ናይ ጥልያን ኤምባሲ ኣብ አስመራ

Share on facebook
Share on twitter
Share on linkedin
Share on telegram
ኤርትራ

ናይ ጥልያን ኤምባሲ ኣብ አስመራ

ኣድራሻ

171-1-171 n.11 – ፖ.ሳ.ቁ. 220 – አስመራ ኤርትራ

https://goo.gl/maps/3r65PKtgPfcEtvJb8

 

መራኸቢ

ስልኪ ቁ. 002911120160 | 002911120213 | ፋክስ: 002911121115

ኢ-መይል: asmara.segreteria@esteri.it | asmara.ambasciata@esteri.it

ፔክ: amb.asmara@cert.esteri.it 

 

 ዝኽፈተሉ ሰዓታት

ብቖጸራ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ  

ካብ ሰዓት 9:30 ክሳብ 12:00

ንናይ ስድራ ቤት ምጥርናፍ ዝምልከት ሓበሬታ

ካብ ቤት ጽሕፋት ኢሚግሬሽን ናይ ኑላ ኦስታ” (ናይ ምጥርናፍ) ፍቓድ ከም ዘሎ ኮይኑ

 

  • ናይ ቤተሰብ ጥርናፈ ሕቶ ንምቕራብ ኣድለይቲ ዝኾኑ ሰነዳት ብምሓዝ በዞም ዝምልከቱ ሰዓታት ናብ ናይ ቪዛ መስኮት ቅረቡ:

 

  • ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ  

           ካብ ሰዓት 9:30 ክሳብ 12:00

  •  ሰሉስ ካብ ሰዓት 3:00 ክሳብ 4:30

 ብስልኪ ቁ. +2911121852 ካብ ሰዓት 8:00 – 5:00  ብምድዋል ቆጸራ ምስ ትሕዙ ጥራሕ።

  • ሕቶ መእተዊ ቪዛ መመልከቲ ሰነድ (ሞዴል )  
  • ስእሊ ናይ ታሴራ መጠን ዘለዎ ናይ ቀረባ ግዜ 
  • ፓስፖርት፡ ናይ መውደቒኡ ግዜ ካብቲ ቪዛ ዝሕተተሉ ግዜ እንተወሓደ ናይ 3 ወርሒ ዘለዎ
  •  መጠርነፊ ወረቐት (ኑላ ኦስታ) ካብ ስፖርቴሎ ኡኒኮ ተፈሪሙ ዝተወሃበ   ካብ ዝፍረም 6 ወርሒ ዘይሓለፎ 
  •  
  • ትሕቲ ዕድመ ንዝኾኑ ቆልዑ ፡ ቪዛ ንምውሃብ ብዝምልከት በቲ ሓደ ወላዲ ዝተፈረመ ናይ ስምምዕ ውዕል

እቲ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝነብር ወዲ ወጻኢ ናይ ቤተሰብ ኣባል ወይ ናይ በዓል ሓዳር ኩነታት ዝገልጽ መረጋገጺ ሰነድ

ኣድለይቲ ሰነዳት
Violenza di genere

ካብ ሕጊ ወጻኢ ዝግበር ናይ ደቂ ሰባት ዝውውር ከቢድ ናይ ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰት እዩ።

ብኸምዚ ዓይነት ካብ ሕጊ ወጻኢ ዝኾነ ብዝበዛ ትነብር እንተኔርካ ወይ ትነብር እንተለኻ፡ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል። ብ 800290290 ደውል ብነጻን ሽም ብዘይምጥቃስን ን24 ሰዓታት ይሰርሕ   ኣብ

 354 Visite totali,  1 visite odierne

Continua a leggere »
decreto flussi
Asilo e immigrazione

ካብ ወጻኢ ሃገር ናብ ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ንምእታው ሓድሽ ናይ ፍሰት ድንጋገ ተኸፊቱ ኣሎ

ከ. ኣ. ኤ. ብጀንዋሪ 26/2023 ናይ ጠቕላይ ሚንስተር ናይ ሚንስትራት ቤት ምኽሪ ብዲክሰምበር 29/2022 ዝወሰኖ ናይ (ፍሰት ድንጋገ) ኣዊጁ ኣሎ፡ ነዞም ንስራሕ ናብ ዓዲ ጥልያን

 455 Visite totali,  2 visite odierne

Continua a leggere »

ናይ ጥልያን ኤምባሲ ኣብ ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ ናይ ጥልያን ኤምባሲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ፣ የመን፣ ጂቡቲ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ንዝነብሩ ዜጋታት ብቑዕ ኤምባሲ አድራሻ ቪላ ኢታልያ ቀበና ፖ. ሳ. ቁ. 1105 አዲስ

 582 Visite totali,  1 visite odierne

Continua a leggere »
PHP Code Snippets Powered By : XYZScripts.com