ኢትዮጵያ
ናይ ጥልያን ኤምባሲ ኣብ ኢትዮጵያ
ኣብ ኢትዮጵያ፣ የመን፣ ጂቡቲ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ንዝነብሩ ዜጋታት ብቑዕ ኤምባሲ
አድራሻ
ቪላ ኢታልያ ቀበና ፖ. ሳ. ቁ. 1105 አዲስ አበባ
https://g.page/embassy-of-italy-addis-ababa?share
መራኸቢ
ስልኪ ቁ. 00251111235684 |
ፋክስ: 00251111235689
ኢ-መይል: ambasciata.addisabeba@esteri.it
ፔክ: amb.addisabeba@cert.esteri.it
ቤት ጽሕፈት ቪዛ: ስልኪ ቁ. 00251-11-1235699
ፋክስ:00251-11-1235696
ኢ-መይል: visa.addisabeba@esteri.it
ዝኽፈተሉ ሰዓታት
ብቖጸራ ሶኑይ ሰሉስን ሓሙስን፡
ካብ ሰዓት 9:30 ክሳብ 12:00
ንናይ ስድራ ቤት ምጥርናፍ ዝምልከት ሓበሬታ
ካብ ቤት ጽሕፋት ኢሚግሬሽን ናይ “ኑላ ኦስታ” (ናይ ምጥርናፍ) ፍቓድ ከም ዘሎ ኮይኑ
- ኣብ ናይ ቪዛ ኣጀንስያ መርበብ ምምዝጋብ፡
Visa Application Centre – VFS Global:
ቀዳማይ ፎቕ፡ ሃይሚ ኣፓርትመንት ሆቴል፡ ቦሌ ሱብ ሲቲ ወረዳ 03 አዲስ አበባ
(https://goo.gl/maps/9JctkPe54E6HwKAE9) በዚ ቆጸራ ምሓዝ
- ኣብ ቆጸራኻ ምቕራብ
ኣብ መዓልቲ ቆጸራኻ ነቲ ናይ ሕቶ ፎርም መሊእካን ፈሪምካን ብሓንሳብ ምስዞም ዝስዕቡ ኦሪጂናልን ቅዳሕን ሰነዳት ምቕራብ፦
- መእተዊ ቪዛ ዝሕተተሉ ፎርም (ናይ ቪዛ ክፍሊት 116 ኤውሮ)
- ስእሊ፡ ብዙሕ ዘይጸነሐ፡ ዕቅኑ ናይ ፓስፖርት 35×45 ሚ.ሜ.
- ፓስፖርት፡ ናይ መውደቒኡ ግዜ ካብቲ ቪዛ ዝሕተተሉ ግዜ እንተወሓደ ናይ 3 ወርሒ ዘለዎ
- መጠርነፊ ወረቐት (ኑላ ኦስታ) ካብ ዝምልከቶ ስፖርቴሎ ኡኒኮ ተፈሪሙ ዝተወሃበ
- ትሕቲ ዕድመ ንዝኾኑ ቆልዑ ፡ ቪዛ ንምውሃብ ብዝምልከት በቲ ሓደ ወላዲ ዝተፈረመ ናይ ስምምዕ ውዕል
- እቲ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝነብር ወዲ ወጻኢ ናይ ቤተሰብ ኣባል ወይ ናይ በዓል ሓዳር ኩነታት ዝገልጽ መረጋገጺ ሰነድ
ወይድማ
ሰሉስ ንግሆ ብቐጥታ ናብቲ ኤምባሲ ብምኻድ ብዛዕባ ኣሰራርሑኡን ናይ ሰነዳት ሓበሬታን ናይ ቤተሰብ ጥርናፈ ቪዛ ዝርከበሉን ከይዲ በዘይ ቆጸራ ምሕታት ይከኣል።
- መእተዊ ቪዛ ዝሕተተሉ ፎርም (ናይ ቪዛ ክፍሊት 116 ኤውሮ)
- ስእሊ፡ ብዙሕ ዘይጸነሐ፡ ዕቅኑ ናይ ፓስፖርት 35×45 ሚ.ሜ.
- ፓስፖርት፡ ናይ መውደቒኡ ግዜ ካብቲ ቪዛ ዝሕተተሉ ግዜ እንተወሓደ ናይ 3 ወርሒ ዘለዎ
- መጠርነፊ ወረቐት (ኑላ ኦስታ) ካብ ዝምልከቶ ስፖርቴሎ ኡኒኮ ተፈሪሙ ዝተወሃበ
- ትሕቲ ዕድመ ንዝኾኑ ቆልዑ ፡ ቪዛ ንምውሃብ ብዝምልከት በቲ ሓደ ወላዲ ዝተፈረመ ናይ ስምምዕ ውዕል
- እቲ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝነብር ወዲ ወጻኢ ናይ ቤተሰብ ኣባል ወይ ናይ በዓል ሓዳር ኩነታት ዝገልጽ መረጋገጺ ሰነድ
ኣድለይቲ ሰነዳት
ብቑጽሪ ስልኪ 800905570 ወይ (+39)3511376335 ብምድዋል ወይ ብኢ-መይል numeroverderifugiati@arci.it ኣብ ኑሜሮ ቬርደ ርኸበና
![]()


