ካብ 3 ጁን ጀሚሩ ኩለን ክልላት እቲ ክትባት ኣብ ኩሉ ናይ ዕድመ ክልል ዝርከቡ ክህባ ክጅምራ እየን። ከም ዝስዕብ ቆጸራ ክትሓዘሎም ዝከኣል ናይ ክልል ወይ ናይ ዞባ ጣብያታት፦
ናይ ኣብሩሶ ክልል፦ Regione Abruzzo |
ኣልቶ ኣዲጀ፦ SaniBook
ናይ ባዚሊካታ ክልል፦ Campagna vaccinale COVID-19
ናይ ካላብርያ ክልል፦ RCovid19
ናይ ካምፓኛ ክልል፦ Adesione Vaccini – Covid 19
ናይ ኤሚልያ ሮማኛ ክልል፦ Modalità di prenotazione e disdetta prestazioni specialistiche
ናይ ፍርዩሊ ቬነስያ ጁልያ ክልል፦ Regione Autonoma Friuli Venezia Giulia: Prenotazione Vaccino anti COVID-19
ናይ ላስዮ ክልል፦ Salute Lazio: Home
ናይ ሊጉርያ ክልል፦ prenotavaccino.regione.liguria.it
ናይ ሎምባርድያ ክልል፦ Prenotazione Vaccinazioni Anti COVID-19 in Lombardia
ናይ ማርከ ክልል፦ Prenotazioni
ናይ ሞሊዘ ክልል፦ Vaccinazione Anti Covid-19
ናይ ፒዮሞንተ ክልል፦ Vaccinazioni Covid-19
ናይ ፑልያ ክልል፦ Prenotazione Vaccino COVID-19
ናይ ሳርደኛ ክልል፦ https://prenotazioni.vaccinicovid.gov.it/cit/#/login
ናይ ሲቺልያ ክልል፦ Siciliacoronavirus.it
ናይ ቶስካና ክልል፦ Prenotazione Vaccini
ኣብ ርእሳ ዝኽኣለት ናይ ትሬንቶ ግዝኣት፦ Prenota Vaccino covid-19
ናይ ኡምብርያ ክልል፦ CUP Umbria | Prenotazione On Line Vaccini COVID – 2.5.9
ናይ ቫል ድ ኣኦስታ ክልል፦ Health – Valle d’Aosta
ናይ ቬነቶ ክልል፦ Prenotazione Vaccini Regione Veneto