ብ 20 ዲክሰምበር 2020 ንስደተኛታት ጉዳይ ብዝምልከት ብሕጊ ቁ. 173 ሓደሽቲ ኣገደስቲ ጉዳያት ኣጽዲቑ።
ሓድሽ ሓበሬታ
ኣብ ናይ ከተማ ምምሕድዳር መንበሪ ሰነድ ምዝገባ
ኣንቀጽ 5 ንስደተኛታት ዝተዳለዊ ሕጊ (ቴስቶ ኡኒኮ)
ብናይ ዑቕባ ሕቶ መንበሪ ፍቓድ ወይ ብናይ መጸበዪ ወረቐት (ቸዶሊኖ) ጥራሕ ኣብቲ ናይ ከተማ ምምሕድዳር ናይ ህዝቢ መንበሪ ሰነድ ትምዝገብ።

ናይ ጭምብልን ቀጠልያ መሕለፍን ኣጠቓቕማ ብዝምልከት ሓደሽቲ ሕግታት (decreto del 17 marzo 2022): ካብ 1 ኣፕሪል 2022 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ዝውዕሉ ቀንዲ
941 Visite totali, 40 visite odierne
ኣድላዪ ዜና ናይ ኣውሮጳ ሕብረት ኣብ ዩክረይን ኣብ ዘሎ ጦርነት ብዝተሓሓዘ ግዝያዊ ሓለዋ ናይ ምሃብ መምርሒ ንምቕባል ወሲኑ (direttiva 55/2001).ናይ ዩክረይን ዜጋታት ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፣
1,457 Visite totali, 40 visite odierne
[ITALIANO ] [UCRAINO – український] [RUSSO – РУССО] [INGLESE – ENGLISH] ናይ ዑቕባ ሕቶይ ኣበይ ከቕርብ ይኽእል? ኣብ ዓዲ ጥልያን ምስ በጻሕካ፡ ኣብቲ ጠረፍ ዝርከብ
1,380 Visite totali, 40 visite odierne