
Elementor #9778
Che cos’è il Ricongiungimento familiare? È una procedura che ti permette di far venire in Italia i tuoifamiliari in modo legale e sicuro. A cura

3 ዲክሰምበርን ንልደትን ብናይ ሚኒስትራት ቤት ምኽሪ ናይ ፕረሲደንት ኣዋጅ (DPCM)
ካብ 21/12 ክሳብ 06/01 ካብ ምሸት ሰዓት 22:00 ክሳብ ንግሆ ሰዓት 5:00 ምንቅስቓስ ክልኩል እዩ ንዕለት 01/01 ካብ ምሸት ሰዓት 22:00 ክሳብ ሰዓት 7:00 ናይ

ናይ ሚኒስትራት ቤት ምኽሪ ናይ ፕረሲደንት ኣዋጅ (DPCM): ሓድሽ ናይ ዞናታት ገደብ
ዞና ቢጫ Basilicata, Calabria, Emilia Romagna, Friuli Venezia Giulia, Lazio, Liguria, Lombardia, Marche, Molise, Piemonte, Provincia autonoma di Trento, Puglia, Sardegna, Sicilia, Umbria, Veneto ናይ

ናይ ሚኒስትራት ቤት ምኽሪ ናይ ፕረሲደንት ኣዋጅ (DPCM): ሓድሽ ናይ ዞናታት ገደብ
ኣብ ሰለስተ ወሰንቲ ኣከባቢታት ናይ ዓዲ ጥልያን፡ ብናይ ሚኒስትራት ሚኒስተር ዝጸደቐ ናይ 3 ኖቨምበር ኣዋጅ፡ ካብ ኖቨምበር 6 ክሳብ ዲክሰምበር 3 ክጸንሑ ዝተወሰኑ ገደብቲ ውሳነታት

ብናይ ኣከባቢ ሎክ ዳውን ወይ ናይ ሰዓት ሕላፊ ዘሎ ሓበሬታን ሰነድን
ካላብርያ ካብ 23 ኦክቶቨር ጀሚሩ ካብ ሰዓት 24:00 ክሳብ ንግሆ ሰዓት 5:00 ኣብ ሙሉእ እዚ ዞባ ምንቅስቓስ ክልኩል እዩ። ብዘይካ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ፦ ✓

ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መሸፈኒ ማስክ ምጥቃም ዘገድድ ሕጊ
ናይ 7 ጥቅምቲ (ኦክቶቨር) ሕጊ ከምዘመልክቶ፡ ኩሉ ግዜ ናይ መተንፈሲ መከላኸሊ ማስክታት ክንሕዝ ግድን ሙኳኑ የመልክት። ማስክ ክንጥቀመሉ ዘለና፦ ኣብ ኩሉ ክፉት ቦታታት ኣብ ኩሉ

ኣብ ገዛ ተወሺቦም ዝርከቡ ሰባት
ኣብ ገዛ ተወሺቦም ንዝርከቡ ሰባትን ነዓኣቶም ንዘላዕሉን ቤተሰብን ዝወሃብ ምኽርታት ኣብ ውሽጢ ገዛ ተወሺቦም ንዘለዉ ሰባትን ንዘላዕልዎምን ፡ ብቐጻሊ ዝወጹ ናይ ጥዕና ሚኒስተር ሓበሬታታት፡፡ ናይቲ

ብዝተረጋገጸ መንገዲ ናብ ትምህርትና ክንምለስ ኢና
ኣብ መወዳእታ ናይ ትምህርትና ቦርሳ ነዳልወሉ ግዜ በጺሑ ኣሎ። ሎሚ ዓመት መጻሕፍትን ጥራውዝትን ሓዊስካ ካልኦት ሓደሽቲ ልምድታት እውን ከነተኣታቱ ኢና። ካብቲ በዓል መዚ ዝወሃቡ ናይ

ዓዲ ጥልያን ኣብ ፍርቂ ምዕጻው ፡ ናይ ሚኒስትራት ቤት ምኽሪ ናይ ፕረሲደንት ኣዋጅ (DPCM)
ኣብ ኩለን ዞባታት ነቲ ኢንፌክሽን ከይላባዕ ንምቁጽጻር፡ ህጹጽ መዐቀንታት ካብ 26 ኦክቶቨር ክሳብ 24 ኖቨምበር እዞም ዝስዕቡ መዐቀንታት ኣብ ሙሉእ ዓዲ ጥልያን ኣ ብ ተግባር
