Categories
Asilo e immigrazione Evidenza Lavoro

ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክልወጡ ዝኽእሉ መንበሪ ፍቓዳት ዘሎ ሓድሽ ሓበሬታ

ብ 20 ዲክሰምበር 2020 ንስደተኛታት ጉዳይ ብዝምልከት ብሕጊ ቁ. 173 ሓደሽቲ ኣገደስቲ ጉዳያት ኣጽዲቑ።

ሓደሽቲ ሓበሬታታት

ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክቕየሩ ዝኽእሉ መንበሪ ፍቓዳት ዝርዝር

ብኣንቀጽ 6 ኮማ 1 ቢስ ዝወጸ ናይ ስደተኛታት ሕጊ (ቴስቶ ኡኒኮ) መሠረት፡ ኣድለይቲ መስፈርትታት ምስ ዘማልኡ ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክቕየሩ ዝኽእሉ መንበሪ ፍቓዳት ክውስኹ ይኽእሉ።

እቶም ንትምህርቲ መንበሪ ፍቓድ ዝወ ሃቡ እውን ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክቕየሩ ይኽእሉ:

ናይ ፕሮቴስዮነ ስፔቻለ መንበሪ ፍቓድ፡ (እቲ ኣመልካቲ ብኣንቀጽ ቁ. 10 ሕጊ ድንጋገ መሰረት፡ ብኸቢድ ወንጀል ተበኪሉ ናይ ዑቕባ ወረቀት እንተዘይተኸልኪሉ፡ ወይ ብኣንቀጽ 12 መደንገጊ ቁ. 251/2007 ብዝምልከትን ብኣንቀጽ 16 መደንገጊ ቁ. 251/2007 መሰረት፡ ንሃገራዊ ድሕነት ሓደጋ እንተዘይኮይኑ ጥራሕ)

  • ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ምስ ዘጋጥም ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ
  • ንመንበሪ ምርጫ ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ 
  • ንዜግነት ወይ ንሃገር ኣልባ ዝኾኑ ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ
  • ንስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ 
  • ንስነጥበባዊ ምንቅስቓሳት  ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ
  • ንሃይማኖታዊ ምኽንያት  ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ
  • ትሕቲ ዕድመ ንዝኾኑ ንምክንኻን ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ
  • ንሕክምና ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ
Categories
Covid Evidenza Salute

ናይ ፀረ፡ ኮቪድ ክትባት ምዝገባ

ካብ 3 ጁን ጀሚሩ ኩለን ክልላት እቲ ክትባት ኣብ ኩሉ ናይ ዕድመ ክልል ዝርከቡ ክህባ ክጅምራ እየን። ከም ዝስዕብ ቆጸራ ክትሓዘሎም ዝከኣል ናይ ክልል ወይ ናይ ዞባ ጣብያታት፦

ናይ ኣብሩሶ ክልል፦ Regione Abruzzo |

ኣልቶ ኣዲጀ፦ SaniBook

ናይ ባዚሊካታ ክልል፦ Campagna vaccinale COVID-19

ናይ ካላብርያ ክልል፦ RCovid19

ናይ ካምፓኛ ክልል፦ Adesione Vaccini – Covid 19

ናይ ኤሚልያ ሮማኛ ክልል፦ Modalità di prenotazione e disdetta prestazioni specialistiche

ናይ ፍርዩሊ ቬነስያ ጁልያ ክልል፦ Regione Autonoma Friuli Venezia Giulia: Prenotazione Vaccino anti COVID-19

ናይ ላስዮ ክልል፦ Salute Lazio: Home

ናይ ሊጉርያ ክልል፦  prenotavaccino.regione.liguria.it

ናይ ሎምባርድያ ክልል፦ Prenotazione Vaccinazioni Anti COVID-19 in Lombardia

ናይ ማርከ ክልል፦ Prenotazioni

ናይ ሞሊዘ ክልል፦ Vaccinazione Anti Covid-19

ናይ ፒዮሞንተ ክልል፦ Vaccinazioni Covid-19

ናይ ፑልያ ክልል፦ Prenotazione Vaccino COVID-19

ናይ ሳርደኛ ክልል፦ https://prenotazioni.vaccinicovid.gov.it/cit/#/login 

ናይ ሲቺልያ ክልል፦ Siciliacoronavirus.it

ናይ ቶስካና ክልል፦ Prenotazione Vaccini

ኣብ ርእሳ ዝኽኣለት ናይ ትሬንቶ ግዝኣት፦ Prenota Vaccino covid-19

ናይ ኡምብርያ ክልል፦ CUP Umbria | Prenotazione On Line Vaccini COVID – 2.5.9

ናይ ቫል ኣኦስታ ክልል፦ Health – Valle d’Aosta

ናይ ቬነቶ ክልል፦ Prenotazione Vaccini Regione Veneto       

Categories
Asilo e immigrazione Evidenza

ናይ መንበሪ ፍቓድ መናውሒ

ናይ ኩሉ መንበሪ ፍቓዳት ዝወድቀሉ ግዜ ካብ 31 ጀንዋሪ 2021 ክሳብ 30 ኣፕሪል 2021 ንዘሎ፡ ክሳብ 30 ኣፕሪል 2021 ከወይደቐ ከገልግል ክጸንሕ እዩ። (መደንገጊ ሕጊ ቁጽሪ 2/2021)

Categories
Asilo e immigrazione Evidenza Faq

ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክልወጡ ዝኽእሉ መንበሪ ፍቓዳት ዘሎ ሓድሽ ሓበሬታ

ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክልወጡ ዝኽእሉ መንበሪ ፍቓዳት ዘሎ ሓድሽ ሓበሬታ

 

ብ 20 ዲክሰምበር 2020 ንስደተኛታት ጉዳይ ብዝምልከት ብሕጊ ቁ. 173 ሓደሽቲ ኣገደስቲ ጉዳያት ኣጽዲቑ።

ሓደሽቲ ሓበሬታታት

ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክቕየሩ ዝኽእሉ መንበሪ ፍቓዳት ዝርዝር

ብኣንቀጽ 6 ኮማ 1 ቢስ ዝወጸ ናይ ስደተኛታት ሕጊ (ቴስቶ ኡኒኮ) መሠረት፡ ኣድለይቲ መስፈርትታት ምስ ዘማልኡ ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክቕየሩ ዝኽእሉ መንበሪ ፍቓዳት ክውስኹ ይኽእሉ።

እቶም ንትምህርቲ መንበሪ ፍቓድ ዝወ ሃቡ እውን ናብ ናይ ስራሕ መንበሪ ክቕየሩ ይኽእሉ:

ናይ ፕሮቴስዮነ ስፔቻለ መንበሪ ፍቓድ፡ (እቲ ኣመልካቲ ብኣንቀጽ ቁ. 10 ሕጊ ድንጋገ መሰረት፡ ብኸቢድ ወንጀል ተበኪሉ ናይ ዑቕባ ወረቀት እንተዘይተኸልኪሉ፡ ወይ ብኣንቀጽ 12 መደንገጊ ቁ. 251/2007 ብዝምልከትን ብኣንቀጽ 16 መደንገጊ ቁ. 251/2007 መሰረት፡ ንሃገራዊ ድሕነት ሓደጋ እንተዘይኮይኑ ጥራሕ)

ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ምስ ዘጋጥም ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ

ንመንበሪ ምርጫ ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ 

ንዜግነት ወይ ንሃገር ኣልባ ዝኾኑ ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ

ንስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ 

ንስነጥበባዊ ምንቅስቓሳት  ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ

ንሃይማኖታዊ ምኽንያት  ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ

ትሕቲ ዕድመ ንዝኾኑ ንምክንኻን ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ

ንሕክምና ዝወሃብ መንበሪ ፍቓድ 



A cura di Caritas Italiana, Consorzio Communitas e Unhcr – Per maggiori informazioni visita: http://ricongiungimento.it/