Categories
Asilo e immigrazione corsi Minori

GRIOT

GRIOT Il podcast ኣብ ዓዲ ጥልያን ንዝርከቡ መንዕሰያት ስደተኛታትን ዑቕባ ዝረኸቡን ብዝምልከት ንዝለዓሉ ሕቶታት መልሲ ዝህብ ፖድካስት እዩ። እዚ ብእንግሊዝ፣ ብፈረንሳይ፣ብዓረብ፣ ብአልባያ፣ ብቤንጋልን ትግርኛን ቋንቋታት ካብ 15 ክሳብ 24 ዓመት ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት ስደተኛታትን ዑቑባት ስደተኛታትን፡ ሽም ከይጠቐሰን በዘይክፍሊትን ዝሕግዝን ሓበሬታ ዝህብን ሓደ podcast  ናይ U-Report On The Move ናይ UNICEF ዲጂታል መድረኽ እዩ።  

ብፍላይ ኣርች (ARCI) ኣብ “ Here4U ፕሮጀክት ውሽጢ፡ ካብ ዩኒሴፍ ሓገዝ ብምርካብ፡ ሕጋዊ ድጋፋት ንዝምልከቱ ጉዳያት መልሲ ብምሃብ ተሓባቢሩ እዩ።  



Podcast