Categories
Asilo e immigrazione Minori Regole e comportamenti

ትሕቲ ዕድመ ንዝኾኑ ቆልዑ፦ ምስ ኣብ ካሊእ ናይ ኣውሮጳ ሃገራት ዘለዉ ቤተሰቦም ብኸመይ ክጥርነፉ ይኽእሉ

tigrino 1
tigrino 2

ናብ ዓዲ ጥልያን ንበይኖም ዝመጹን፡ ኣብ ካልኦት ናይ ኣውሮጳ ሃገራት ቤተሰብ ዘለውዎምን ቆልዑ፡ ውሕስነቱ ብዝተጸንዐ ኣሰራርሓን ብነጻን ናብ ቤተሰቦም ክጥርነፉ ከመልክቱ ይኽእሉ። CIDAS UNHCR ናይ ሓበሬታ ወረቓቕቲ ወይ ፋምፍሌታት፡ ብዛዕባ ናይ ቤተሰብ ጥርናፈን ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ከምተመልክትን፡ ግልጺ ብዝኾነን ቀሊልን ሓበሬታ ይህቡ።   

 

እዚ ናይ ሓበሬታ ወረቓቕቲ ብ 9 ቋንቋታት ዝተተርጎመ ክኸውን ከሎ፡ ምውራድ ወይ ዳውን ሎውድ ምግባር እውን ይከኣል።

  •  ፓሽቱ

  • ትግርኛ

  • ጣልያንኛ

  •  ኡርዱ 

  • ሶማልኛ

  • ፋርሲ

  • እንግሊዘኛ

  • ፈረንሳይኛ

  • አረብኛ