
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ በዚ ናይዚ ኣዋጅ ቀጻሊ ምምሕያሻት ምኽንያት፣ ንሓደሽቲ ዜናታት ኣብ https://www.jumamap.it/it/covid/ ዝወጽእ መርበብ ተኸታተሉ። ህዝባዊ በዓላትን ናይ ዲሴምበር 29 ድንጋጌታትን፦ ሓደሽቲ ሕግታት ኣብ ልዕሊ ናይ
1,545 Visite totali
መተሓሳሰቢ በዚ ናይዚ ኣዋጅ ቀጻሊ ምምሕያሻት ምኽንያት፣ ንሓደሽቲ ዜናታት ኣብ https://www.jumamap.it/it/covid/ ዝወጽእ መርበብ ተኸታተሉ። ህዝባዊ በዓላትን ናይ ዲሴምበር 29 ድንጋጌታትን፦ ሓደሽቲ ሕግታት ኣብ ልዕሊ ናይ
1,545 Visite totali
ናብ ዓዲ ጥልያን ንበይኖም ዝመጹን፡ ኣብ ካልኦት ናይ ኣውሮጳ ሃገራት ቤተሰብ ዘለውዎምን ቆልዑ፡ ውሕስነቱ ብዝተጸንዐ ኣሰራርሓን ብነጻን ናብ ቤተሰቦም ክጥርነፉ ከመልክቱ ይኽእሉ። ብ CIDAS ን
2,502 Visite totali, 1 visite odierne
ኣየኖት ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝግበሩ ናይ ጸረ ኮቪድ ክትባት እዮም ኣብ ዓዲ ጥልያን ናይ ቀጠልያ መሕለፊ ንምርካብ ተቐባልነት ዘለዎም፦ ኮቪሺልድ (ናይ ህንዲ ናይ /ሴረም ተቋም),
2,482 Visite totali
ካብ 15 ኦክቶበር 2021 ጀሚሩ ኣብ ናይ መንግስቲ ይኹን ኣብ ናይ ግሊ ዝሰርሑ ኩሎም ሰራሕተኛታት ናብ ስርሖም ንኽኣትዉ ቀጠልያ ይሕለፍ (ቀጠልያ ሰርተፊኬት) ክህልዎም ኣለዎ። ዝተወሰኑ
2,591 Visite totali
ቀጠልያ ናይ ይሕለፍ ሰነድ (ቀጠልያ ናይ ይሕለፍ ምስክር ወረቐት) ኣብ ዓዲ ጥልያንን ኣብ ኣውሮጳን ብዝተረጋገጸ መንገዲ ንምጉዓዝ ዘገልግል ሰነድ እዩ። እዚ ናይ ምስክር ወረቐት ካብ
1,606 Visite totali
PDF ናይ ፀረ ኮቪድ – 19 ናይ ክትባት ጎስጓሰ ካብ ዲክሰምበር 27 ጀሚሩ ናይ አውሮፓ ሕብረት ሃገራት ናይ ክትባት ጎስጓሰን ጀሚረን። ናይ ኣቐዲሞም
1,596 Visite totali
ን 14/06/2021 ዝተሓደሰ × Rimuovi avviso ኣብ ዞናታት ዘሎ ገደባት ኣብዚ ዓንቀጽ ተሓዲሶም ዝቐረቡ (ብቐይሕ፣ ብኣራንቾነ፣ ብቢጫን ጻዕዳን ዞናታት ተመቓቒሉ) ናይ ዓዲ ጥልያን ኣድለይቲ ቦታታት
1,752 Visite totali
ካብ 21/12 ክሳብ 06/01 ካብ ምሸት ሰዓት 22:00 ክሳብ ንግሆ ሰዓት 5:00 ምንቅስቓስ ክልኩል እዩ ንዕለት 01/01 ካብ ምሸት ሰዓት 22:00 ክሳብ ሰዓት 7:00 ናይ
1,165 Visite totali
ካላብርያ ካብ 23 ኦክቶቨር ጀሚሩ ካብ ሰዓት 24:00 ክሳብ ንግሆ ሰዓት 5:00 ኣብ ሙሉእ እዚ ዞባ ምንቅስቓስ ክልኩል እዩ። ብዘይካ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ፦ ✓
1,120 Visite totali
ናይ 7 ጥቅምቲ (ኦክቶቨር) ሕጊ ከምዘመልክቶ፡ ኩሉ ግዜ ናይ መተንፈሲ መከላኸሊ ማስክታት ክንሕዝ ግድን ሙኳኑ የመልክት። ማስክ ክንጥቀመሉ ዘለና፦ ኣብ ኩሉ ክፉት ቦታታት ኣብ ኩሉ
1,506 Visite totali