እወ፣ ንዜግነት ነባሪ ብሙዃንካ ከተመልክት ትኽእል
መስፈርትታት ፦
እወ፣ ንዜግነት ነባሪ ብሙዃንካ ከተመልክት ትኽእል
መስፈርትታት ፦
ናይ ዜግነት ሕቶ ንምምልካት ነዞም ዝስዕቡ ከተዳሉ ኣድላዪ እዩ፦
ናይ SPID መንነት ምርካብ። ናይ SPID መንነት ብነፃን በቲ ኣጀንስያ ናይ ጥልያን ዲጂታል መርበብ ዝተዘርዘሩ ዝተፈቐደሎም መዳለውቲ ክትረኽቦ ትኽእል (https://www.agid.gov.it/it/piattaforme/spid ) ንምምዝጋብ ዘድልዩ፡ ናይ ኢ መይል ኣድራሻ፣ ናይ ሞባይል ስልኪ ቑጽሪ፣ ዘይወደቐ መንበሪ ፍቓድን ናግብሪ ካርድ ዘለዎ ናይ ሕክምና ካርድ (ኮዲቸ ፊስካለ)።
ሕቶኻ ንምቕራብ ኣብቲ መርበብ እቶ
http://www.libertaciviliimmigrazione.dlci.interno.gov.it/it/servizi-online ብምቕጻል ብ SPID እቶ
ኣብቲ መርበብ ዘለዉ ሕቶታት ብምምላእ ነዞም ዝQህጽሉ ዘነዳት ኣተሓሕዝ፦
ቀጺሉ ሕቶኻ ናብቲ ዘፈጽም ኣካል ምስተለኣኸ ፡ ናብቲ ቤት ጽሕፈት ትቀርበሉ ናይ ቆጸራ መዓልቲ ይልእኩካ፡፡
እወ፣ ናይ መንበሪ ፍቓድካ ብዘየገድስ ብመርዓ ናይ ጥልያን ዜግነት ምርካብ ይከኣል (ዋላ እውን ዑቕባ ሓተኣቲ ወይ ዑቕባ ዝተወሃበካ እንተኾንካ እውን)፦)
መስፈርትታት ፦
ብደምቢ ኣስተውዕል፡ ኣብ ላዕሊ ካብ ዝተጠቐሱ ውዕላት ካብ ሰብኣይን ሰበይትን ዝተወለዱ ወይ ዝዓበዩ ቆልዑ ምስ ዥልዉ ብፍርቂ ይቕንስ ፡፡
ህገር ኣልብ ሰብ (“a-polis ዝብል ካብ ግሪኽ ቋንቋ ዝተወርሰ ከተማ ዘይብሉ) ናይ ዝኾነ ሃገር ዜግነት ዘይብሉ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ማለት እዩ። ሓደ ሓደ ሃገር ኣልባ ሰባት ናይ ዑቕባ መንበሪ ፍቃድ ዝተወሃቦም ሰባት እዮም፡ ግን ኩሎም ዑቕባ ዝረኸቡ ሃግር ኣልባ እዮም ማለት ኣይኮነን። መብዛሕቶም ሃገር ኣልባ ዝኾኑ ድምበር ኣቋሪጾም ኣይፈልጡን።
ሃገር ኣልባ ሙኳን ብምርጫ ወይ ብናይ ደቂ ሰባት ድልየት ዝኸውን ኣይኮነን። ሃገር ኣልብ ክዀኑሎም ዝኽእሉ ምኽንያታት ፤
ኣብ ዓዲ ጥልያን ሃገር ኣልባ ሙዃንካ ንምርጛጽ ክልተ ኣካይዳ ኣለዉ፡፡
ናይቲ ምምሕድዳር ኣሰራርሓ ሃገር ኣልባ ሙዃኑ ንዝሓተተ ናብ ውሽጢ ሃገር ጉዳይ ሚኒስተር እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ኣተሓሒዙ ደብዳበ ምልኣኽ የካትት ፡
ናይ ወጻኢ ሃገር ሰነዳት እንተለካ ተተርጒሞም ሕጋዊ ከምዝኾኑ ምግባር
እቲ ምምሕዳር ሃገር ኣልባ ሙኳንካ ኣፍልጦ ዝህበካ ከምቲ ሕጊ ዝብሎ ኩሉ ሰነዳት ምስተቕርብ ጥራሕ እዩ።
እቲ መስርሕ ዝውድኦ ማእከላይ ግዜ ፡ ክልተ ዓመት
እቲ ዘቕረብካዮ በቲ ምምሕድ ዳር ተቐባልነት እንተዘይረኺቡ ናብ ቤት ፍርዲ ከትቕርቦ ትኽእል
ናይ ቤት ፍርዲ ከይዲ ጠበቓ ምስ ዝህልወካ ጥራሕ እዩ። ናይ ሕጊ ክፍሊት ከማልእ ዓቕሚ ዘይብሉ ኣመልካቲ ናይ ሕጊ ድጋፍ ስርዓት ንምርካብ ከመልክት ይኽእል፡፡
እቲ ሰነድ ብወገን እቲ ጠበቓ ይቕረብ፡፡
እቲ ሰነድ ናይ ወጽእተኛታት ጉዳይ ንዝምልከቱ ናይ ኢሚግረሽን ጉዳያት ፡ ብዓለም ለካዊ ናይ ዑቕባ ሓለውን ብናይ ኣውሮጳ ሕብረት ነጻ ናይ ደቂ ሰባት ዝውውር ብቕዓት ብዘለዎ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ኣብቲ ኣበልካቲ ዝርከቦ ናብ ዘሎ ቦታ ይቐርብ።
ሕጊ ናይ መንበሪ ፍቓድ ናይ ምሃብ ኩነታትት፡ እቲ ኣመልካቲ ኣቐዲሙ መንበሪ ንዝነበሮ ጥራሕ እዩ ዝድግፍ። ኮይኑ ግን ሓደ ሓደ ናይ ፖሊስ ቤት ጽሕፈታትበቲ ናይ ኑው ዮርክ ስምምዕነት ብምኽታልን ናይ ሃገር ኣልባ ስደተኛታት ብዝምልከት ብናይ ሕቡራት መንግስታት ናይ ስደተኛታት መምርሒ መጽሓፍ ዘለዉ ብምርኣይ፡ ሃገር ኣልባ ሙዃኖም ናይ ምጽራይ ኣሰራርሓ እንዳተጸበዩ ሙዃኖም ከርእዩ እንተኺኢሎም ፡ መንበሪ ፍቓድ ይህብዎም።
ኣብ ዓዲ ጥልያን ሃገር ኣልባ ሙዃኖም ኣፍልጦ ንዝተወሃቦም ዜጋታት፡ ትምህርቲ፣ ሕክምና፣ ስራሕን ጡሮታ ናይ ምርካብ ዕድልን ኣለዎም። እዞም ዝቕጽሉ መሰላት እውን ይረኽቡ፦
JumaMap – Services for Refugees እዚ ካርታ ብኽንዲ ኣብ ዝቐረብዎ ቦታ ዘሎ ጠቃሚ ኣገልግሎታት ብቐጥታ ክትረኽቡ ተዘጋጅቶ እዩ።
ኣብዚ ቦታ ትኽእል ትርከብ ቦታ ምምፃእ፣ ምብላዕ፣ ጣሊያንኛ ምምሃር፣ እንተኾይኑ ድጋፍ ጤናዊ፣ ሕጊዊ ወይ ስነ–ጸባይ ምቕራብ፣ እንታይ ኣብ ዝሓለፈ ንሰባት ምዕራፍ ዘለዉ ምጽዋዕ ዘለዉ ኣገልግሎታትን ምፍላጥ ትኽእል።
እዚ ፕላትፎርም ብ17 ቋንቋታት ይቐርባ።
ቋንቋ ካብ ላዕሊ ሜኑ ትቕይር ትኽእል። ቋንቋታት፦
ኣልባኒያ፣ ኣማርኛ፣ ዓረብኛ፣ በንጋሊ፣ ቻይንኛ፣ ዳሪ፣ ፋርሲ፣ ፍራንሳይ፣ እንግሊዝኛ፣ ፓሽቱ፣ ፕንጃቢ፣ ራሺያን፣ ሶማልኛ፣ ስፓኒሽ፣ ትግርኛ፣ ዩክሬንኛ፣ ኡርዱ፣ ዎሎፍ።
ሓበሬታ JumaMap ካብ ስልኪኻ እንኳ ትመልከት ትኽእል። ና ድሕሪት www.jumamap.it
እንተ ሓገዝ ብግልጋሎት ትደሊ ትኽእልካ ብቀረባዊ ትመጽእ ናብ Welcome Center፦
ሰኑይ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ ኣቀናብሪ
ሰሉስ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ስነ–ጸባይ ድጋፍ (18–26 ዓመት)
14:00 – 17:00 — ጽሕፈት ድጋፍ ጤና
14:00 – 18:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ
14:00 – 18:00 — ጽሕፈት ሕጊ
ረቡዕ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ
ሓሙስ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ሕጊ (18–26 ዓመት)
14:00 – 18:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ
ዓርቢ
10:00 – 14:00 — ጽሕፈት ማሕበራዊ
16:30 – 19:30 — ጽሕፈት ሕጊ
ዲጂታል ድጋፍ
ሰሉስ 9:30 – 14:00
ረቡዕ 10:00 – 15:00
ሓሙስ 9:30 – 16:30
ንሓበሬታ እና ስልኪ ድጋፍ ይደውሉ ናብ ነጻ ቁጥር Arci ንመጻእነትን ንስደተኛታትን፦
800 905 570 (ካብ ጣሊያን)
+39 351 1376335 (WhatsApp፣ Lycamobile እና ካብ ደገ ሃገር)
ይመልስ ሰኑይ–ዓርቢ 9:30–17:00።
መልሲ ብብዙሕ ቋንቋታት እዩ ዘለዎ እና መተርጎምቲ ብ35 ቋንቋታት ይመልሱ።
ኢሜይል ትርከብ ትኽእል፦ numeroverderifugiati@arci.it
NABILA ንስደተኛታትን ንመጻእነትን ኣካላዊ ጉዳት ወይ ካልእ ድኹምነት ዘለዎም ንሰባት ምስማዕ፣ ድጋፍን ምኽሪን ዝሃብ ኣገልግሎት እዩ።
ብነጻ ቁጥር 800 999 977 ትደውሉ ትኽእል።
እንተ ብቀረባዊ ምናገር ትደሊ ትኽእል ክትሕረት ኣብ ቢሮ ኢሚግሬሽን Arci Nazionale፣
Via dei Monti di Pietralata 16 – Rome.
U-Report On The Move ደሓን ዘለዎ ቦታ እዩ ፣ እቲ ኣብዚ ክትተወክራ ትኽእል ናይ ሕጊ ድጋፍ፣ እንተዘይኮነ ናይ ስሜትኻ፣ ናይ ጸገምኻን ናይ ጭንቀትኻን ናይ ትሕዝቶ ነገር ብደሓን ክትነግር ትኽእል።
ባለሙያ ይሰማካ እና ኣብ ሓቂ ድጋፍኻ ክትረኽብ ይሕግዘካ።
ኣገልግሎቱ ሰኑይ–ዓርቢ 9:00–18:00 ይሰርሕ።
ክትጠቀም እንተደሊኻ፣ መልእኽቲ ብ Facebook Messenger ናብ U-Report On The Move ይላእ።
ናይ ስነ–ጸባይ ባለሙያት መልእኽት ይመልሱ እና ዝተስተኻኽሉ ድጋፍ ይሃብዎ።