GRIOT

Share on facebook
Share on twitter
Share on linkedin
Share on telegram

GRIOT Il podcast ኣብ ዓዲ ጥልያን ንዝርከቡ መንዕሰያት ስደተኛታትን ዑቕባ ዝረኸቡን ብዝምልከት ንዝለዓሉ ሕቶታት መልሲ ዝህብ ፖድካስት እዩ። እዚ ብእንግሊዝ፣ ብፈረንሳይ፣ብዓረብ፣ ብአልባያ፣ ብቤንጋልን ትግርኛን ቋንቋታት ካብ 15 ክሳብ 24 ዓመት ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት ስደተኛታትን ዑቑባት ስደተኛታትን፡ ሽም ከይጠቐሰን በዘይክፍሊትን ዝሕግዝን ሓበሬታ ዝህብን ሓደ podcast  ናይ U-Report On The Move ናይ UNICEF ዲጂታል መድረኽ እዩ።  

ብፍላይ ኣርች (ARCI) ኣብ “ Here4U ፕሮጀክት ውሽጢ፡ ካብ ዩኒሴፍ ሓገዝ ብምርካብ፡ ሕጋዊ ድጋፋት ንዝምልከቱ ጉዳያት መልሲ ብምሃብ ተሓባቢሩ እዩ።  



Podcast

Asilo e immigrazione

ናይ ዩክረይን ድንገተኛ ሓደጋ ናይ ኣውሮጳ መምርሒ ግዝያዊ ሓለዋ ኣጽዲቑ

ኣድላዪ ዜና ናይ ኣውሮጳ ሕብረት ኣብ ዩክረይን ኣብ ዘሎ ጦርነት ብዝተሓሓዘ ግዝያዊ ሓለዋ ናይ ምሃብ መምርሒ ንምቕባል ወሲኑ (direttiva 55/2001).ናይ ዩክረይን ዜጋታት ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፣

 1,121 Visite totali,  3 visite odierne

Continua a leggere »
Asilo e immigrazione

FAQ – መንፈርፈር ድጋዊ

[ITALIANO ]  [UCRAINO – український] [RUSSO – РУССО] [INGLESE – ENGLISH] ናይ ዑቕባ ሕቶይ ኣበይ ከቕርብ ይኽእል? ኣብ ዓዲ ጥልያን ምስ በጻሕካ፡ ኣብቲ ጠረፍ ዝርከብ

 1,044 Visite totali,  3 visite odierne

Continua a leggere »